ዕለታዊ ዜና 30 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፡ ** ናብ ወጻኢ ክገሹ ንዝመደቡ ኣውስትራሊያዊያን ብዛዕባ ዝሕዝዎ ናይ ክታበት ፓስፖርት ዝምልከት ናይ Senate committee ሎሚ ከቕርብዩ። ሎሚ ቪክቶሪያ መዓልታዊ ብዝሒ ብኮሮናቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ዳርጋ 1500 ሓደሽቲ መልከፍቲታት ፡ ሓሙሽተ ድማ ዝሞቱ ተረኺቦም ። ** ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ኤለክትሪክን ተለፎንን ኣብ ምጅማር ከምዝርከብ ፕረሲደንት ትግራይ ገሊጹ።.. ** Cricket Australia እቲ ኣንጻር ጋንታ ኣፍጋኒስታን ናይ ሓንሳብ ዝግበር ጸወታ ከምዘይቅጽል ከረጋግጽዩ



Share