"ን ኣባሳንጆ፡ ንኣብይ ክተድሕን እንተመፂእኻ ዳርጋ ኣብ ከውሒ ዝፀመድካ ኢልናዮ ተቐቢሉና ድማ" ጌታቸው ረዳ (ካብ ዕለታዊ ዜና)

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ካብ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛታት ዝሓዙ ሰባት ካብ 1 ታሕሳስ ፍቓድ ከይሓተቱ ናብ ኣውስትራሊያ ምምጻእ ክፍቀደሎም እዩ ኢሉ። ** ንገበን ዝፍጽሙ ደቀባት ዝዓለመ ባህላዊ ፍሉይነት ኣብ ግምት ዘእቱን ኣብ ማሕበረሰብ ዝምርኮስ ሓድሽ መስርሕ ፍርዲ ብመጠነ ንኡስ ይተኣታቶ። ** ንኣብይ ክተድሕን እንተመፂእኻ ዳርጋ ኣብ ኣብ ከውሒ ዝፀመድካ: መለኮታዊ ተኣምር ክትሰርሕ ኣይትክእልን! ክንብል ን ኣበሳንጆ ገሊጽናሉ ክብል ኣፈኛ ትግራይ ገሊጹ። ** ማንቸስተር ሲቲ ንኤቨርተን ሰለስተ ብባዶ [3-0] ስዒራታ።



Share