ዕለታዊ ዜና 06 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣንጻር ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑን ዝወርድ ዓመጽ ዝምልከት ዝዝቲ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ኣውስትራሊያ ይግበር ኣሎ። ** New South Wales ልዕሊ ሓደ ሽሕ ናይ ኮቪድ መልከፍቲ ን 5 ሞትን ተመዝግብ ናይ ጊኒ መራሒ ወታሃደራዊ ዕልዋ ኣጋጢምዎ ** ፓራኦሎምፒክ ቶክዮ ብውዕዉዕ ጽምብል ተዛዚሙ
Share