ኣድላይነት ቅድሚ ሞት ለበዋ ምግዳፍ ወይ ምንዛዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

መጽናዕታት ከምዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ቅድሚ ምማቶም ለበዋ ኣይገድፉን ። ክኢላታት ግና ዕድመ ፡ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ደረጃን ዓሌትን ብዘየገድስ ፡ ንመጻኢ ናይቶም እተፍቅሮም ሰባት ኣቐዲምካ መደብ ምውጻእ ቀዳምነት ክወሃቦ ከም ዝግባእ ይምዕዱ።



Share