ሕቡእ ሓደጋ ምጥቃም ኣገባብ ሸመተ 'ሕጂ ዓድግ ደሓር ትኸፍሎ' (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

The 'Buy now, pay later' schemes are becoming increasingly popular Source: Getty Images
እቲ 'ሕጂ ዓድግ ድሓር ክፈል' ዝበሃል ኣሰራርሓ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ሸማቶ ህቡብ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ ፡ እዚ ድማ ኣብ 2018-19 ዋጋ ናይ ሸመታ ናብ ልዕሊ 5.6 ቢልዮን ዶላር ክብ ኣቢልዎ ኣሎ ። ኰይኑ ግና ፡ ነቲ ሕጂ ብዙሕዓዲጎም ዳሓር ክኸፍሉ ዝደልዩ ሸማቶ፡ ኣብ ሓደ እዋን ብዙሕ ገንዘብ ከም ዝዕደዩ ክገብገብሮም ስለዝኽእል ፡ ኣብ ጸገም ገንዘብ ኸይወድቁ ዘስግእ እዩ ።
Share