ኤርትራዊት ዳይረክተር ሳይንስ ኣሜሪካ ኮይና፣ ትግርኛ ኣብ ትርጉም ጉግል ኣትዩ፣ ዘረባታት መራሕቲ ትግራይን ኢትዮጵያን ኩናት ከየበግስ ተሰጊኡ

Homeland Report

Source: Getty

Get the SBS Audio app

Other ways to listen


Published 12 May 2022 7:11pm
Source: SBS

Share this with family and friends


ጸብጻባት ዜና: * ህዝቢ ትግራይ ኣብ ወሳኒ መድረኽ ይርከብ ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ: * ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ ክብል ከኣ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ: * ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ልዕሊ 600 ሽሕ ተማሃሮ ትምህርቲ ኣቋሪጾም * ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፕሮ. ኣስመረት ኣሰፋው ዳይረክተር ሳይንስ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኰይና



Share