ብኩነታት ቪዝኡ ዘይተረጋግአ ኮኾብ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ፣ ትዊተር ኣብ ናይጀርያ ተመሊሱ

SBS Tigrinya Daily News

Source: SBS Tigrinya

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ መልከፍቲ ኦሚክሮን ኣብ ዝበዝሓሉ ቤት ትምህርታት ክፉታት ክጸንሑ ምዃኖም ኣረጋጊጹ * ግዝኣት ኲንስላንድ ለበዳ ካብ ዝኽሰት ንፈለማ ግዜኣ ዝለዓለ ቁጽሪ በቲ ቫይረስ ዝመቱ ሰባት መዝጊባ፡ * ኣብ ሞቓዲሾ ናይ መኪና ቦምብ ተፈንጂሩ ሓያሎ ሰባት ምውታትን ቁሱላትን ኮይኖም፡ * ትዊተር ሸውዓተ ወርሒ ተኣጊዱ ድሕሪ ምጽናሕ መንግስቲ ናይጀርያ ከፊትዎ * ኖቫክ ጆኮቪች ኩነታት ቪዝኡ ኣብ ሰንፈላል እንከሎ ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ



Share