ክልተ ኤርትራዊያን ደቀንስትዮ ኣብ መልበርን ብኮቪድ-19 ሞይተን፥፡ መብርሂ ካብ ያሲር ኣብዱሪሒም ማሕሙድ

Eritrean women died of Covid- 19 in Melbourne

Source: Yadisr A Mahmud

ኣብዚ ብፍላይ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስን ቪክቶሪያን በዚ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ዝኾነ ደልታ ኣስፋሕፊሕሉ ዘሎ እዋን፡ ብዙሓት ካብ ማሕበረሰብና ይለክፍን ሕማሞም በርቲዕዎም ናብ ሆስፒታል ዝውሰዱን ኣለዉ። ትማሊ ክልተ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ በዚ ሕማም ተለኺፈን ዓሪፈን ኣለዋ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ዝሞታ ቅርበት ዘለዎን ኣብቲ ማሕበረሰብ ብንጥፈት ዝዋሳእን ኣቶ ያሲር ዓብዱርሒም ማሕሙድ መብርሂ ሂቡና ኣሎ።



Share