ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ስደተኛታት ጃልባኦም ብምጥሓላ ልዕሊ 30 ሰባት ሞይቶም። (ጸብጻብ)

A rescue workers truck leaves the port of Calais, northern France, Wednesday, At least 31 migrants bound for Britain died Wednesday when their boat sank in the Source: AP
ሓደ ካብቲ ኣብ ናይ እንግሊዝ መሰጋገሪ ዘጋጠመ ኣዝዩ ዝኸፍአ ሓደጋ ዝተባህለ ፡ ሓንቲ ዑቕባ ዝሓተቱ ስደተኛታት ዝመልአት ጃልባ ፡ ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ክትሰግር ኣብ ዝፈተነትሉ ብምጥሓላ ብውሑዱ 31 ሰባት ሞይቶም ።
Share