ኣሜሪካ ንኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታታን ጎረባብታን ንኢትዮጵያ ድማ ኣብ ልዕሊ ዜጋታታ ብዝፈጸመኦ ገበን ከሲሳተን

Source: Getty
* ሕቡራት ሃገራት: ግብጺ ምጥራዝ ኤርትራዉያን ሓተቲ ዑቕባ ደዉ ከተብል ጸዊዑ፣ ጸብጻባት: * መንግስቲ ኣሜሪካ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱን ጎረባብቱን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ብዝፈጸምዎ ገበን ከሲሱዎም፣ * ኣብ ማእከል ፊዝዮተራፒ ኣስመራ መጠን ምሕዋይ 90 ሚእታዊት ከምዝበጽሐ ሞያውያን ገሊጾም፣ * ምንስሓብ ሰራዊት ትግራይ ካብ ዓፋር ካብ ፖለቲከኛታት ትግራይ ቅሬታ ይቐርበሉ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ኦሞ 151 ገዛውቲ ነዲዱ፣ * ኣብ ህንጸት መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ትሰርሕ ዝነበረት ቱርኪ ውዕላ ኣቋሪጻ
Share