ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓለት፧ 18 ጥቅምቲ 2021

NACA Feature

Anthony Fauci, director of the US National Institute of Allergy and Infectious Diseases (NIAID) Source: EPA

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣመሓዳሪ ቴክሳስ ፡ መዝነት ምእጋድ ክታበታት ብምቕያር ፣ ብቐጥታ ኣንጻር እቲ ናይ ሰበ-ስልጣን ጥዕናንብዛዕባ መደንፍዒ ክታበት ዝምልከት መደባትን እዩ። ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዶ/ር ኣንቶኒ ፋውቺ ፡ ውሑድ ክታበት ዘለወን ሃገራት ዓለም ፡ ምስ ኮቪድ-19 ዝተሓሓዝ መጠን ሞት ብምምዝጋበን ፡ እቲ ውጺኢቱ የሻቕል ።



Share