
A vendor wearing a face mask to help protect from the coronavirus make cotton candy Source: AP
Published 25 October 2021 5:26pm
Source: SBS
Share this with family and friends
ቻይና ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ናይ 2022 ኦሎምፒክ ሓጋይ ንምትእንጋድ ኣብትሸባሸበሉ ዘላ እዋን ፡ ናይ ኮቪድ-19 ለበዳ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ። ፣ ምብራቕ ኤውሮጳ ምስዚ ለበዳ ዝተኣሳሰር ኣብ ሓደ ጸሊም ምዕራፍ እያ ክትርከብከላ ፣ ደቡብ ኮርያ ከኣ ኣብ ጕዕዞ ክታበት ኣገዳሲ ዓውት ከምዝበጽሀት ይግለጽ።
Share