ፓኪስታናዊ ኪኢላ ኑዩክሌስ: ዓብዱልቃዴር ክሃን ብኮቪድ ሞይቱ (ዓለም ምስ ኮቪድ 19 ከመይ ወዓለት)

An anti-vaccine protester demonstrates in front of a hospital in Montreal, on Monday, Sept. 13, 2021. (Paul Chiasson/The Canadian Press via AP) Source: The Canadian Press
ብደረጃ ዓለም ቁጽሪ ናይቶም ብኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ናብ ሓሙሽተ ሚልዮን ይቐርብ ኣሎ ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ መንግስታት ድማ መልከፍቲ ንምጉዳል ክታበት ብምሃብ ንቕድሚት ይደፍኡ ኣለዉ ። ኣብ ኢትዮጵያ ካብቶም ን ኮቪድ መርመራ ዝተገብረሎም 10 ሚእታዊ ዝኾኑ ተለኺፎም ተረኺቦም።
Share