ናብ ካልእ ግዝኣታት ኣውስትራሊያ ንምግዓዝ ዘድልዩ ነገራት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
Credit: Beyene Weldegiorgis
በብዓመቱ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያዊያን ስራሕ ፡ ትምህርቲ ፡ መነባብሮ ንምምሕያሽ ፡ ንስድራቤት ፡ ወይ ንዝሓሸ ናይ ማሕበረሰብ ደገፍ ንምርካብ ናብ ካልእ ግዝ ኣት ይግዕዙ ። ሕግታት ፣ ደንብታትን ወሃብቲ ኣገልግሎት ትካላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ክፈላለዩ ስለ ዝኽእሉ ፣ ንምግዓዝ መድብ ኣብ ትገብርሉ ዝርዝር ሓበሬታ ኣዳሊኹም ምንጽጻር ንምግዓዝኩም ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ ።
Share