ብዘይፍታው ወሲባዊ ዓመጽ ወይ ሬፕ ኣጋጢሙ ናብ ፖሊስ ጥርዓን ምስ ቀረበ እንታይ’ዩ ዝጋጥም፧

Sexual Assault

Credit: Public Domain

ኣብ ኣውስትራሊያ ወሲባዊ መጥቃዕቲ ገበን እዩ ። ብምግዳድ ፣ ብምፍርራ ፣ጸቕጢ ብምግባር ወይከኣ ኣታሊልካ ወሲብ እንድሕር ጌርካ ፣ ነቲ ነዚ ዝፈጸመ ገበነኛ ክሲ ንኽምስረተሉ ንፖሊስ ክትሕብር ትኽእል ኢኻ ። ይኹን እምበር ፡ እዚ መስርሕ እዚ ብሕጊ ኰነ ብስምዒታዊ ዋጋ ዘኽፍል ክኸውን ይኽእል እዩ ። ምስዚ ዝተሓሓዝ ክንጽበዮ ዘሎና ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ ።



Share