ትንሳኤ ንምንታይ እዩ ካብ በዓላት ክርስትና እቲ ዝዓበየ በዓል ኮይኑ

Easter celebration

Source: Public Domain

ነቶም በዓለ ስቕለትን ትንሳኤን ተብዕሉ ሰማዕትና ኣቐዲምና ርሑስ በዓል እንቋዕ ኣብቅዓኩም ንብል። ኣባ ተኽለማርያም ተወልደ ካብ ማሕበር ልኡካን ላዛሪስ ኣብ ከባቢ ሶሎሞን ኣይላንድስ መምህርን ሓላፊ ዘርኣ ክህነትን ኮይኖም ዘገልግሉ ንትንሳኤን ስቕለትን ዝምልከት ካብ ዝሃቡና ዕላል ዝተወስደ



Share