‘ነጋቲቭ ግይሪንግ’ እንታይ እዩ፧ ኣብ ገዛውቲ ዘውፍሩ ብኸመይ ክጥቀምሉ ይኽእሉ፧

Source: Getty / Getty Images
ደገፍ ካብ ኣሉታዊ ኣታዊ ካብ ወፍሪ (ነጋቲቭ ጊይሪንግ) ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ኣብ ገዛውቲ ዝግበር ወፍሪ እተተሓሓዘ እዩ ። እዚ ዝኸውን ፡ ንሓደ ኣብ ገዛ ካብ ዝግበር ወፍሪ ዝርከብ ኣታዊ ገንዘብ ንላዕሊ ወጻኢታት ምስ ዝበዝሕ እዩ ። በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ ፡ እቲ ካብ ክራይ ዝርከብ ኣታዊ ነቲ ገዛ ዝወጽእ ወጻኢታት ፡ እንተላይ ወለድ ልቓሕ ንምሽፋን ፡ እኹል ኣታዊ ምስ ዝርከብ ፡ እቲ ወፍሪ እወታዊ ወፍሪ ወይ ፖሲቲቭ ጊይሪንግ ይበሃል ።
Share