ኣድላይነትን እንታይነትን ሱፐር ንጥሮታ ዝውህለል ገንዘብ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images
ሱፐራኑሽን (ናይ ጥሮታ ገንዘብ) ዝበሃል ኣውስትራሊያውያን ኣብ ጥሮታ ክረኽብዎ ዝኽእሉ ገንዘብ ንኽቑጥቡ ዝሕግዝ ናይ ኣስገዳድ ምውህላል ገንዘብ እዩ ።ሱፐር ኣዝዩ ግብሪ እተኽፍለሉ መገዲ ክኸውን ዝኽእል እኳ እንተ ኰነ ፡ ካብ ሱፐር ዝለዓለ ጥቕሚ ምእንቲ ክትረክብ ግና ፡ ሒደት ነገራት ኣብ ግምት ኣእቲኻ ከተተኵር ፡ ክኢላታት ይምዕዱ ። ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዘተኩሮሉ ዛዕባ’ዩ፡
Share