ኣብ ኣውስትራሊያ ድሕነት እንስሳታት ብኸመይ’ዩ ዝሕሎ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Animal welfare

Source: Getty / ALC

ኣውስትራልያ ፡ ኣፍቀርቲ እንስሳታት ዝነብሩላ ሃገር ኰይና ፡ ሓንቲ ካብተን ዝለዓለ መጠን ዋንነት ናይ ገዛ እንስሳ ወይ ፐት ዘለወን ሃገራት እያ ። እታ ሃገር ፍሉያት መበቆላውያን እንስሳ ዘገዳም ዝነብሩላ ሃገር'ውን እያ ። ድሕንነት እንስሳት ምሕላው ግቡእ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኣውስትራሊያ ሕጋዊ ሕቶ ዘለዎ እዩ ።



Share