
Source: Getty
Published 1 August 2022 7:42pm
Source: SBS
Share this with family and friends
ጸብጻባት ዜና: ንትግራይ ዘድሊ 100 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዘመናዊ ድዅዒ ካብ ኢትዮጵያ ተዓዲጉ ይቐርብ ኣሎ ተባሂሉ፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ዝኾና ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳ ምዃነን ኣፍሊጠን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሀመር ብወገኖም ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ተዘራሪቦም፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ክታበት ህጻናት ብዘመዝገቦ ዓወት ተሸሊሙ፡ ኢትዮጵያ ካብ 492 ቶን ስጋ ኣእዱግ 600,000 ዶላር ኣታዊ ከም ዝረኸበት ተገሊጹ
Share