ፍሉጣት ናይ ኣውስትራሊያ ስፖርቲን ሕጊታቶምን ንፍለጦም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ ብስፖርታዊ ትፍለጥ ሃገር እያ ፡ ሓደ ካብቲ ምስ ኣውስትራሊያውያን ሕብረተሰብ ንምውህሃድ ፍቱን መንገዲ ብናይ ማሕበረሰብ ስፖርት ክለባት ኣቢሉ ኮይኑ እዚ ንኹሉ ተሳታፊ ዓቢ ናይ ጥዕናን ማሕበራዊ ጥቕምታትን ዝህብ እዩ ። ብዛዕባ እቶም ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዝዮም ህቡባት ዝኾኑ ኣርባዕተ ዓይነት ስፖርትታት ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ተገሊጾም ኣለዉ። 



Share