ዝበዝሐ ክፋል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ኣሎ - ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ለገሰ ቱሉ

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ጸብጻብ ልኡኽና (08/05/2025) * ኣይተ ብርሃነ ገብረገርግስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ፣ * ኣብ ዞባ ማእከል ኤርትራ ትርከብ ንኡስ ዞባ በሪኽ ካብ ምኽንሻብ ደቀኣንስትዮ ነጻ ምኳና ኣዊጃ፣ * ዝበዝሐ ኣካል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ከምዘሎ ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ለገሰ ቱሉ ገሊፁ፣ * ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ሱዳን ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ንምቁራጽ ዝወሰደቶ ውሳነ ኣፍልጦ ከምዘይትህብ ገሊጻ፣



Share