ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ግንቦት 2025)

Source: SBS
ንሎሚ ግንቦት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት። ** ህንዲ ኣብ ልዕሊ ፓኪስታን ሚሳይል ወንጪፋ ... ** ሰራዊት እስራኤል ንሑቲ ናይ የመን ዒላማ ዝገበረ ካልኣይ መጥቃዕቲ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ኣካይዱ ... ** ተመሃራይ ኣትለት Gout Gout ዝኣብ ዝገብሮ ዉድር ንዓቕሙ ደረት ከም ዘይገብረሉ ን ክሳብ’ቲ ኡሰይን ቦልት ዝበጽሖ ደረጃ ክበጽሕ ምዃኑን ገሊጹ ።
Share