ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ግንቦት 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ንሎሚ 6 ግንቦት 2025 ዝተዳለዉ ሕጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ አቕርበልኩም ... ** ኣንተኒ ኣልባኒዝ ንኻልኣይ እብረ መሪሕነቱ ብድልዱል ደገፍን ብዙሕ ድምጺ ብምርካብ ስርሑ ጅሚሩ... ** እስራኤል ንቓዛ ምሉእ ብምሉእ ንምቁጽጻርን ወተሃደራዊ ህላውነታ ንዘይተገደበ ግዜ ኣብቲ ዞባ ንምጽናሕ ዘኽእል መደብ ኣጽዲቓ... መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ብዘካየዶ ጃምላዊ ህልቂት ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብሕጊ ተሓታቲት ንምግባር ዝገበሮ ፈተነ ፈሺሉ...



Share