ሰልፊ ዕዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ምርጫ 2025 ብገፊሕ ተዓዊቱ፡

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበነዝ፡ መጻምድቱ ጆዲ ሃይዶን፡ን ወዱ ነይተንን ኣብ ምርጫ 2025 ለይቲ ቀዳም, ግንቦት 3, 2025. (AAP Image/Lukas Coch) NO ARCHIVING Source: AAP / LUKAS COCH/AAPIMAGE
ኣብ ናይ 2025 ፌደራላዊ ምርጫ ሰልፊ ለበር ብዓብላሊ መናብር ተዓዊቱ ፣ ብኻልእ ወገን ሰልፊ ጥምረት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣንጻር እቲ ሰልፊ ወናብር ተሓዲጉ ። ኣብቲ ሓያል ተወዳዳርነት ከርኢ ትጽቢት ተገይርሉሉ ዝነበረ ውድድር ምርጫ ፡ ኣንቶኒ ኣልባነሰ ቀዳማይ ሚኒስተር ኰይኑ ክቕጽል ጥራይ ዘይኰነስ ፡ ናይ ኣብዝሓ መንግስቲ ክምስርት ዘኽእሎ ዓወት እዩ ረኺቡ ።
Share