ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ግንቦት 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ** ሰልፊ ግሪንስ “ናብ ከዋኽብቲ ንብጻሕ” ብዝብል ቴማ ወግዓዊ ጎስጓሱ ከፊቱ። ** ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣኼባ ካቢነኡ ን ኣኼባ ጸዊዑ ። ** ጋንታ ሶኮሩ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝግበር ዉድድራት ዋንጫ ዓለም ፊፋ ከምትሳተፍ እምነት ከም ዘለዎ ኣሰልጣኒኣ ቶኒ ፖፖቪች ገሊጹ።



Share