ኣገደስቲ ዛዕባታት ማሕበረሰባት ካብ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣብ እዋን ምርጫ ፈደራል 2025

ELECTION25 LEADERS DEBATE

Prime Minister Anthony Albanese (right) and Opposition Leader Peter Dutton Credit: JAMES BRICKWOOD/AAPIMAGE

ካብ ጉዳያት ሰብኣዊ ቪዛ ፡ ብዕድመ ንዝደፍኡ ጥሮታ ምዕባይን ንመደባት መንእሰያት ዝኸውን ምወላ ምውሳኽን ዝ ኣመሰሉ ጉዳያት ዝምልከት - SBS ብዛዕባ እቲ ኣብ እዋን ወፍሪ ምርጫ ብዙሕ ሸፈነ ዘይረኸበ ኣገዳሲ ጉዳይ ንሰማዕቲ ሓቲቱ ። ወሃብቲ ዝሃብዎ መልሲ ኣብዚ ጸብጻብ ቀሪቡ ኣሎ።



Share