SBS Examines: ጾር ዶ መኽሰብ፧ ኣውስትራልያ ንምምጻእ ስደተኛታት ክንደይ ወጻኢታት ትገብረሉ፧

Hedayat Osyan is the CEO and founder of social enterprise Community Construction. He came to Australia by boat after fleeing the Taliban at only 17-years-old. Credit: Supplied
ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ዕቑድ ዝኸውን ግዜ $13 ቢልዮን ዶላር ኣብ ስግር ባሕሪ ምምስራሕ ጉዳያት'ቶም ተምጽኦም ስደተኛታት ኣውዒላቶ። ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ግን ዝተሓተ ክሳራ ዘለዎን ዝያዳ ተደናጋጽን ዝኾነ ካልእ ዝተፈልየ ኣገባብ ኣሎ ዝብል እምነት ኣለዎም።
Share