ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሚያዝያ 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብዚ ትሕቲ ሰሙን ተሪፍዎ ዘሎ ምርጫ ፈደርኣል ኣውስትራሊያ፡ መራሕቲ ዓበይቲ ሰልፍታት ኣብ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ናይ ምርጫ ክትዕ ብዛዕባ ምጉዳል ክብሪ መነባብሮ ዝምልከት ፖሊሲታቶም ክሕተቱ ኣምስዮም ... ** ቫቲካን መቓብር ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ነቶም ኣኽብሮት ክገልጹ ዝመጹ በጻሕቲ ክፉት ገይራቶ። ** ሊቨርፑል ናይዚ ዓመት ሻምፕዮን ፕሪሜር ሊግ ኮይና።



Share