#SBSExamines: መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ ኣብ መንጎ ጾታታት ዘሎ ስነሓሳባዊ ፍልልይ ኣብ ኣውስትራልያ

Credit: AAP Photos/Getty Images
ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየዱ ምርጫታት ኣብ ካልኦት ሃገራት እናዓበየ ዝኸደ ፖለቲካዊ ፍልልይ (ጋግ) ኣብ መንጎ መንእሰያትን ደቀንስትዮን ኣርእዮም። ኣብ ኣውስትራልያ ኸ ከምኡ ከጋጥም ድዩ፧
Share
Credit: AAP Photos/Getty Images
SBS World News