SBS Examines፣ መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ መጻእቲ ማሕበረስባት ኣብ'ዚ ምርጫ ከመይ ከድምጹ'ዮም፧

Untitled design.png

How will the migrant community vote in the upcoming federal election? SBS Examines investigates.

ፖሊሲታት ብዛዕባ መጻእቲ ወይ ናብ'ዚ ሃገር ዝመጹ ሰባት ውዑያት ኣርእስታት ኣብ'ዚ ምርጫ'ዮም፣ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባትና ግን ኣብ'ዚ ምርጫ ከመይ ከድምጹ'ዮም ንጹር ኣይኮነን።


Zero, there's no political literacy.
Dai Le, federal member for Fowler
እዚ ትሕዝቶ 'መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧' ሓደስቲ መጻእቲ ማሕበረሰባት ንፖለቲካ ከመይ ይሕዝዎ ወይ ይርድእዎ ክምልከት'ዩ።

Share