ዓይነት መሰጋገሪ ቪዛታት ናይ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide : Australia’s bridging visas explained

اگر ویزه بریجینگ سی داشته باشد، تحت هیچ شرایطی نمی‌توانید به خارج از کشور سفر کنید. Source: Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ሓደ ሰብ ቪዛ ንምርካብ እንተኣመልኪቱ እሞ እቲ ናይ ቪዛ ሕቶኦም ውሳነ ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሕጊ ንክፀንሑ ናይ መሰጋገሪ ቪዛ ይወሃቦም እዩ ። ከከም ኩነታቱ ምስቲ ኣመልካቲ ዝተፈላለየ ቅድመ ኵነታት ዝመጹ ብዙሓት መሰጋገሪ ዘለዎም ቪዛታት ኣለዉ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ፡ ብዛዕባ እቶም ፍሉጣት መሰጋገሪ ቪዛታትን ምስ ኦም ዝተሓሓዙ መሰላትን ቅድመ ኩነታትን ክገልጽ'ዩ።



Share