'ዋጋ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ19 ክቕንስ’ዩ፡ ጽባሕ ንኪልያን ‘ምባፐ መን’ዩ ብ200 ሚልዮን ዩሮ ክገዝኦ:'

Kylian Mbappe and Neymar

Source: NDTV

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/04/2020) * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ባርሴሎና ከም ቅያር ኣማራጺ ክትገዝኦ ትኽእል’ያ ተባሂሉ፡ * ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ብሓደ ዓመት ምንውሑ ነቶም ክሳብ 2020 ብምኽንያት ዶፒንግ ተኣጊዶም ዝጸንሑ ክሳተፉ ክኽእሉ’ዮም ፡ * ተጻወቲን ኣሰልጠንትን ጋንታ ሮማ ናይ’ዚ ተሪፉ ዘሎ ወቕቲ ደሞዞም ጋንታኦም ነዚ ሕሱም እዋን ክትሓልፎ ንምሕጋዝ ኣወፍዮም፡ * ሓደ ፈረንሳዊ ፖለቲከኛ፡ በዓል ኪልያን እምባፐ ወሲኽካ፡ ዋጋ ክቡራት ተጻወቲ ኩ’እግሪ ዓለም ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ19 ኣዝዩ ክቕንስ’ዩ ኢሉ፡



Share