ኣብ’ቲ ዝኸፍአ ጻዕቂ ምትሕልላፍን ለበዳን ዘለዎ ጥራይ'ዩ ቤት ትምህርታት ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክዕጸው ዘለዎም፡

Source: AAP
ሚልዮናት ተመሃሮ ኣብ ዓለም ኣብ ትሕቲ ኩነታት ለበዳ ኮቪድ-19 ናብ ትምህርቲ ኣብ ዝምለስሉ ዘለው እዋን ውድብ ጥዕና ዓለም ‘ዜሮ ተኽእሎ ሓደጋ ዘይብሉ’ ዝበሃል ነገር የለን ክብል ኣጠንቂቑ። እንተኾነ ግን እዚ ዓለማዊ ውድብ ኣብ’ቲ ዝኸፍአ ጻዕቂ ምትሕልላፍን ለበዳን ዘለዎ ጥራይ ቤት ትምህርታት ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክዕጸው ኣለዎም ይብል።
Share