ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት

Current affairs

Source: Supplied

ሞት ክልተ ኤርትራዊያን ብኮሮና ቫይረስ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ። ን ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዝቐርብ ዘሎ ናይ ደገፍን ተቓዉሞን መጸወዕታታት። ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ዝእከብ ዘሎ ገንዘብ መዓላኡን።



Share