ካብ ዓሌታት ኮቪድ-19 እቲ ሕጂ ብዝለዓለ ፍጥነት ተስፋሕፊሑ ንዓለም ዝሕምስ ዘሎ 'ደልታ' እዩ

Source: Digital Vision
ውድብ ጥዕና ዓለም ዓሌት 'ደልታ' ካብ'ቶም ክሳብ ሕጂ ተለልዮም ዘለው 'እቲ ኣዝዩ ተመሓላላፊ' እዩ ክብል የጠንቅቕ፡ ክኢላታት ሕክምና ኸኣ ካብ'ቶም ዝቐደሙ መልከፍትታት ዝተፈጥረ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ (ኢምዩኒቲ) ክጥሕሶ ይኽእል'ዩ ይብሉ።
Share
Source: Digital Vision
SBS World News