“ንኤርትራውያን እሱራት በብዓመቱ ምዝካር ጥራይ ዘይኮነ ጥርኑፍ ብዝኾነ መንገዲ ንዓለም ከነፍልጥ ክንነጥፍ ኢና።” መም ኣልኣሚን ዓብደላ

Source: Eritrea Hub
ሚያዝያ 14 መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ንምዝካር ቀዳም ኣብ'ዚ ኣብ መልበርን በቲ ማሕበረሰብ ሓደ መደብ ተኻይዱ ኔሩ፡ ምስ ሓደ ካብ ኣወሃሃድቲ መምህር ኣልኣሚን ዓብደላ ዝተኻየደ ዕላል።
Share
Source: Eritrea Hub
SBS World News