ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ እስልምና ኣውስትራሊያ ዝወርድ ኣድልዎ ዝገልጽ መጽናዕቲ ወጺኡ።

Zaahir Edries Source: Supplied
ሓድሽ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሓት ኣመንቲ ምስልምና ኣብ ህይወቶም ዓይነት ዝተፈላለዩ ኣድልዎ ኣጋጢሙዎም እዩ ። እቲ ርኽበታት ሎሚ (ሰኑይ) ብናይ ኣውስትራሊያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ወጺኡ ኣሎ።......................
Share
Zaahir Edries Source: Supplied
SBS World News