ውጽኢት መርመራ ኮሮናቫይረስ ግጥም ቅድሚ ምጅማሩ ምንጋር ንመጋጥምቲ ጋንታ ኮነ ኢልካ ንምስንኻል ድዩ፧

The conclusion of the African Cup of Nations qualifiers has descended into farce as Benin refused to play their decisive qualifier in Sierra Leone after local authorities declared six of their players to be COVID-19 positive.

ተጻወቲ ቤኒን ሽዱሽተ ተጻወቶም ኮቪድ-19 ስለዝተለኽፉ ኣይጻወቱን እዮም ተባሂሉ ምስ ተነግሮም ኩሎም ኣይንጻወትን ኢና ኢሎም ኣብዮም Source: The World Game

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/04/2021) * ኣብ ቱርኪ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሜቭላና ተኻይዱ ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ 6ይ ብምውጻእ ካብ’ቶም ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ፡ * ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ 2021 ክትሳተፍ’ያ፡ * ኢትዮጵያ ኣብ ናይ መወዳእታ መጻረዪ ግጥማ ብኣይቮሪኮስት እንተተሳዕረት’ኳ ናብ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ምሕላፋ ኣረጋጊጻ፡ * ምድባት ሃገራት ንመጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ኩ’እግሪ ፊፋ ቐጠር 2022 ዝሓለፈ ሰሙን ወጺኦም፡ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ካብ ዝኸበዱ ምድባት ምስ ደ/ኣፍሪቃን ጋናን ተሰሪዓ፡ * መርመራታት ኮቪድ-19 ሃገራትን ክለባትን ንመሰናኸሊ መጋጥምተን ይጥቀማሉ ከይህልዋ ስግኣት ሓዲሩ፡



Share