ስፖርት ምስ ተመልሰ መምርሒታት ኮቪድ-19 ንጽዩፍ ልምዲ ጡፍ ምባል ተጻወቲ ደው የብልዎ ዶ፧

Kyle Walker

Source: Reddit

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/05/2020) * ፈደረሽን ኩ’እግሪ ኢትዮጵያ ኩሎም ግጥማት ሊግ ናይ’ዚ ዓመት ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ከምዝተሰረዙ ኣፍሊጡ፡ * ጀርመን ዝሓንጸጸቶ መደብ ዳግማይ ምጅማር ግጥማት ኩ’እግሪ ክልተ ተጻወቲ ጋንታ ዲናሞ ድሬስደን ብኮሮናቫይረስ ድሕሪ ምልካፎምን ተጻወታ ንክልተ ሰሙን ኣብ ውሸባ ክኣትው ስለዝተገብረን ዘይተሓስበ መሰናኽል ገጢምዎ፡ * ገዲም ኣይቮሪኮስታዊ ኮኾብ ኩ’እግሪ ያያ ቱረ ወዲ ዓዱ ዲድየር ድሮግባ ፕረዚደንት ማሕበር ኩ’እግሪ ኣይቮሪኮስት ክኸውን ከምዝድግፎ ገሊጹ፡ * ጡፍ ምባል ንስፖርት ዘበላሽወሉን ዝዘርገሉን እዋን ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ19 ዘብቅዐ ይመስል



Share