ሰላማውያን ሰባት ኣብ ትግራይ ሕጂውን ግዳያት ኩናት ይኾኑ ኣለው - ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና፡ * ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ሰላማውያን ሰባት ሕጂውን ግዳያት ኩናት ይኾኑ ከም ዘለዉ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ ተዛሪቡ። * ኢትዮጵያ ማሕበረሰብ ዓለም ንሱዳን ዓገብ ብዘይምባሉ ከም ዝሓዘነት ትገልጽ ፤ ሌ/ጀነራል ባጫ ደበሌ ምስ ሱዳን ኣይንዋጋእን፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ግን ውግእ ከም ዝቕጽል ተዛሪቡ። * ሓይልታት ትግራይ ብወገኖም ኣብ 13 መዓልቲ ልዕሊ 12 ሽሕ ሰራዊት ምዉትን ቁሱልን ከም ዝገበረ ኣፍሊጦም። * ስልጣን ፕረዝደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፎርማጆ ንክልተ ዓመታት ብምንውሓ ትኹነን ዘላ ሶማልያ ግዳማውያን ኣካላት ኣብ ዘቤታዊ ዛዕባ ከእትዉ ኣይግባእን ክትብል ኣጠንቂቓ
Share