ንማሕበረሰብ ዓለም ዘሰምበደ ቅትለት ሰራሕተኛታት ረድኤት ኣብ ትግራይ

Tigray in Ethiopia

Source: SBS

ጸብጻብ ዜናታት ንማሕበረሰብ ዓለም ዘሰምበደ ቅትለት ሰራሕተኛታት ረድኤት ኣብ ትግራይ፣ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጺኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ንጉዳይ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ትካል መግቢ ዓለምን ካልኦትን ምይይጥ ኣሳሊጡ ዝብሉን ካልኦትን



Share