ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። (ጸብጻብ)

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ምስ ኤርትራ "ሕቡእ ርክብ" ከምዘየካየደ ገሊጹ። ሰለስተ ውድባት ትግራይ ኣብ ትግራይ"ዝተረሓሓቐ ርድኢትን ኣፈላላይ ቅዋምን ኣሎ " ኢሎም። ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ሓሙስ መቓዲሾ ክበጽሕ’ዩ።



Share