ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ።

SBS Tigrinya Homeland Report

Credit: Timon Reinhard/Unsplash

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ። ኲናት ብምጽሕታር ዝተኸሰሰት ኤርትራ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽዑቕን ምትዂታዂ ኣዊጁ ክትብል ከሲሳ። መበል 50 ዓመት ፅምብል ህወሓት ብዝተኸፋፈለ ኩነታት ተኸቢሩ። ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባትን ትግራይ ሕገመንግስታዊ ግዝኣታት ትግራይ "ኣብ መንጎኛ ይዕናሕ" ንዝበለ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ኮኒኖም።



Share