ኣብ ኣውስትራሊያ ፍቓድ መዘወሪ ማኪና ብኸመይ ትረክብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

driving_licence_1.jpg

ማኪና ምዝዋር ናጽነትን ናይ ስራሕ ዕድላትን ዘውህብ እኳ እንተዀነ: ድሕነት ጽርግያታት ኣብ ምዕቃብ ዓቢ ሓላፍነት ዘሰክም እውን እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣሽከርከርቲ ሙሉእ ፍቓድ ቅድሚ ምርካቦም ብዙሕ ምርመራታት ከሕልፉ ኣለዎም ። ስደተኛታት ናይ ወጻእ ሃገር ፍቓድ ብናይ ኣውስትራሊያ ፍቓድ ብናይ ምዉፃእ መስርሕ ንምቕያር ይፍቐደሎም ይኸውን ፤ እዚ ግን ኣብ ውልቃዊ ኩነታቶም እዩ ዝምርኮስ ።



Share