ኣብ ኣውስትራሊያ ነጻ ናይ ሕጊ ኣገልግሎት ብኸመይ ትረክብ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Source: Getty Images

ስርዓተ ሕጊ ኣውስትራሊያ ንተራ ሰባት ዘደናግር ክኸውን ይኽእል እዩ ፤ ነዚ ንምፍላጥ ሞያዊ ሓገዝ የድሊ ይኸውን ። እንተዀነ ግን: ጠበቓታት ኣማእታት ዶላራት ብሰዓት እናኸፈሉ : ኵሉ ሰብ ፍትሒ ክረክብ ኣይክእልን እዩ ። ይኹን "ምበር ፡ ብሕጋዊ ሓገዝ ወይ legal aid.ኣቢልካ ናጻ ሓገዝ ክትረክብ ይከኣል እዩ።



Share