ናይ ጥሮታ ገንዘብካ ብኸመይ ትከላኸሎ፡ ንዝጠፍአ ብኸመይ ትረኽቦን ናብ ወጻኢ ምስትገይሽ እንታይ ትገብርን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
Credit: AAP
ናይ ኣውስትራሊያ ስርዓተ ጡረታ ሓደ ኣስራሒ ንጥሮታ ሰራሕተኛ ዝውዕል ብስሩዕ ኣብቲ ማዕከን ጥሮታ ወይ ሱፐር ገንዘብ ከቐምጥ የገድድ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ስሩዕ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ጥሮታ ወይ ሱፐር ገንዘብካ ምስዝጠፍእ ብኸመይ ክርከብ ከምዝከኣል ዝሕብር እዩ። ብተወሳኺ ናብ ወጻኢ ሃገር ኽትግዕዙ ከለኹም ወይውን ክትሞቱ ከለኹም ሱፐራኑዌሽንኹም ወይ ናይ ጥሮታ ገንዘብኩም እንታይ እዩ ዘጋጥሞ? ክንርእዮ ኢና።
Share