ኣብ መዓልታዊ ኣነባብራኻ፡ ገዛእ ርእስኻ ምፍቃድ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Settlement Guide

Meditation Source: Getty Images

ነብሰ-ክንክን ንዝተፈላለዩ ሰባት ዝተፈላለየ ትርጉም ኣለዎ ። ሕክምናዊ ምርምር ከም ዝሕብሮ ፡ ገዛእ ርእስኻ ምክንኻን ፡ ካብቲ መገዲ እቲ ዝሓሸ ምሉእ ጥዕና ንኺህልወካ መገዲ ይኸፍት እዩ ። ይኹን እምበር ፡ ናይ ስድራ ቤት ሓላፍነት ዘለወን ኣንስቲ ወይ ቈልዑ ዘለወን ፡ ካብኡ ሓሊፈን እውን ኣብ ስራሕ ዝውዕላ ኣንስቲ ከምዚ ምግባር ቀሊል ኣይኰነን ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ ኣብ መዓልታዊ ሂወት ብዛዕባ ነብስኻ ኽትኣልየሉ እትኽእል ገለ መገድታት ዝድህስስ እዩ ።



Share