ንነብሶምን ንኻልኦትን ዝኣልዩ ግዝያዊ ቪዛ ዘለዎም ሰባት ኮሮናቫይረስ ምስ ኣሰናኸሎም እንታይ ይኹኑ? ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ከ?

Source: Getty Images
ኮቪድ-19 ብዝለዓለ መጠን ህይወት ክሳብ 97,000 ዝኾኑ፡ መደባት ሓገዝ ኮቪድ-19 ናይ ፈደራል መንግስቲ ክቕበሉ/ክረኽቡ ዘይክእሉን መሰጋገሪ ቪዛ ዝሓዙን ሰባት ኣብ ኣውስትራልያ ኣሰናኺሉ’ሎ።
Share
Source: Getty Images
SBS World News