ዓለምና ምስ ኮሮናቫይረስ ከመይ ውዒላ፧Play08:17 Source: AAPኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesGet the SBS Audio appOther ways to listenApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (6.13MB) ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ነቲ ኣብ’ታ ሃገር እናገደደ ዝኸደ ቅልውላው ኮቪድ-19 ንምምካት መዕጸውቲ ወይ ሎክዳውን እቲ ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክኸውን ኣለዎ ኢሉ። ህንዲ ልዕሊ 200000 መልከፍታት ኣብ መዓልቲ’ያ ካብ ሚያዝያ 15 ጀሚራ መዓልታዊ ተመዝግብ ዘላ።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (8 ግንቦት 2025)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሓሙስ 8 ግንቦት 2025)በረኻታት ኣውስትራልያ ከመይ ጌርና ሓላፍነታዊ ብዝኾነ ኣገባብ ንዘናግዓሎምዝበዝሐ ክፋል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ኣሎ - ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ለገሰ ቱሉ